TIGRINYA

ዘይ-ሻራዊ ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ

Book information

Publisher
Kiros Beyene
Year
2021
ISBN
9781005332556
Language
tigrinya
Format
EPUB
Filesize
223 kB (228710 bytes)
Pages
\0
Time added
2022-11-04 10:30:12

Description

ሕብረ-ሰልፋዊ ሊበራላዊ ደሞክራሲ ኣፍሪቃ ግብራውነት ከም ዘይብሉ ምስ ምኽንያቱ ኣብዚ መጽሓፍ ተገሊጹ ኣሎ። ሎሚ ህዝብታት ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፣ መንእሰያት ድማ ብፍላይ ብፖለቲካዊ፣ ማሕበረ-ቁጠባውን ዓለማውን ግንዛበኦም ካብኦም ንታሕቲ ብዝኾኑን ዝሸምገሉን መሪሕነታቶም ጠለባቶም ክምለስን ዕቑር ዓቕምታቶም ክጋሃድን ከም ዘይክእል ዝተረድእሉ መዋእል ኢና ዘሎና። ነዚ ሓቂ'ዚ መንእሰያት ኤርትራ ዝነብርዎ ዘለዉ ስለ ዝኾነ ብዝግባእ ዝተረድኡ'ዮም ዝብል ግምት ኣሎኒ። እዚ መጽሓፍ ንሓፋሽ ብሓፈሻ፣ ንመንእሰያት ድማ ብፍላይ ንምይይጥን ክርክርን ንምዕዳም እምበር ዘይ-ሻራዊ ደሞክራሲያዊ ስርዓት ጥራሕ'ዩ እቲ ምርጫ ንምባል ኣይኮነን። መንእሰያትና ኣምበብትን ተመራ-መርትን ክኾኑ በቲ ሓደ፣ ንተመኩሮኦምን ተመኩሮ መዘነኦም ዝኾኑ ኣፍሪቃውያንን ብምግምጋም ንገዛእ ርእሶምን ሃገሮምን ዝሓይሽ ፖለቲካዊ ስርዓት ክተኽሉን ሃገሮም ክሃንጹን ድማ በቲ ካልእ ዝዕድም'ዩ። መን- እሰያትና ብእኩብን ብዉልቅን ደረጃ ንቅሓቶም ዝግምግሙ፣ ብባዕላዊ ትንተናታት ዘይምርሑ፣ ኣብ ፖለቲካ ሃገሮም ብሃውሪ፣ ትሕቲ-ሃገራውን ቤላቤለውን ዘይህውትቱን ክኾኑ እዚ መጽሓፍ ይመክር። ኪሮስ በየነ (BA, MA, MSc). በሊሕ ኣእምሮ ስለ ሓሳባት፣ ማእከላይ ስለ ኣጋጣምታት፣ ንኡስ ኣእምሮ ድማ ስለ ውልቀ-ሰባት ይዝቲ። ቀዳማዊት ባዓልቲ ቤት አሊኖር ሩዝቨልት

Similar books